እግረ ጽሑፍ
b ናይ 1 ነሓሰ 1998 ግምቢ ዘብዐኛ ኣብ ገጽ 13 ቍጽሪ 7 ርአ። ከም ናይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ፕሮጀክት ገይርካ ብምሓዝ ንኽልቲአን ናይ መጽናዕቲ ዓንቀጻት ክትምርምረን ትኽእል ኢኻ። ኣብ ርእሲ እዚ ኣብቲ ብማሕበር ግምቢ ዘብዐኛ መጽሓፍ ቅዱስን ትራክትን ትካል ኒው ዮርክ እተዳለወ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ (እንግሊዝኛ) ዘርእስቱ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ መዝገበ-ፍልጠት “ጃስቲስ” “መርሲ” ከምኡውን “ራይቸስነስ” ዝብል ኣርእስትታት ዘለዎ ዓንቀጻት ከተንብብ ትኽእል ኢኻ።