እግረ ጽሑፍ a ኣምላኽ ስቓይ ዘፍቀደሉ ምኽንያት ዝገልጽ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ነታ ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ እትበሃል ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት ብሮሹር ርአ።