እግረ ጽሑፍ
a እታ ኣብ ናይ ክርስትያን ቅዱሳት ጽሑፋት ግሪኽ ዓሰርተ ግዜ ዝኸውን ሃደስ ተባሂላ ዘላ ናይ ግሪኽ ቃል ኣብ ናይ ትግርኛ መጽሓፍ ቅዱስ ቀዳማይ ትርጕም “ሲኦል” ተባሂላ ተተርጒማ ኣላ። ኣብ ሉቃስ 16:19-31 ከኣ ስቓይ ብዝብል ተጠቒሳ ኣላ: እቲ ጸብጻብ ብምሉኡ እንተደኣ ርኢናዮ ግን ምሳልያዊ ትርጕም ኢዩ ዘለዎ። ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት ኣብ ምድሪ ይነብሩ ካብ ዝነበሩ እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ እትበሃል መጽሓፍ ምዕራፍ 88 ርአ።