እግረ ጽሑፍ
a መጽሓፍ ጦቢት ኣብ ሳልሳይ ዘመን ቅ.ኣ.ዘ. እተጻሕፈት ክትከውን ትኽእል ኢያ። ብዛዕባ ጦብያስ ዝበሃል ኣይሁዳዊ ሰብኣይ ገይርዎ ዝበሃል ሓተታ መናፍስቲ እትትርኽ መጽሓፍ ኢያ። ብልብን ሓሞትን ጸላም ከብድን ናይ ሓደ ዓብዪ ዓሳ ገይሩ ኽፍውስን ኣጋንንቲ ኽጽውዕን ከም ዝኽእል ይዝረበሉ ኢዩ።