እግረ ጽሑፍ
b ኤርምያስ 38:19 ብዙሓት ኣይሁድ ናብ ከለዳውያን ከም ‘ዝኣተዉ’ እሞ ናብ ምርኮ እኳ እንተ ተወስዱ: ካብ ሞት ከም ዝደሓኑ ትገልጸልና ኢያ። እዞም ሰባት እዚኣቶም ነዚ ስጕምቲ ዝወሰዱ ንቓላት ኤርምያስ ሰሚዖም ድዮም ኣይሰምዑን ኣይንፈልጥን ኢና። ይኹን እምበር: ካብ ሞት ብምድሓኖም ንቓላት እቲ ነብዪ ዘረጋግጽ ኢዩ።