እግረ ጽሑፍ
a ዘ ጀሩሳሌም ባይብል ኣብ እግረ-ጽሑፍ ናይ ዘፍጥረት 2:17 ነታ “ጽቡቕን ክፉእን እተፍልጥ” እትብል ሓረግ “ጽቡቕን ክፉእን ናይ ምውሳን ኣኻእሎ ከምኡውን ምስኡ ተሰማሚዕካ ምንባር፣ ወድሰብ ከም ፍጡር መጠን ዘለዎ ደረጃ ምቕባል ብምእባይ ምሉእ ስነ-ምግባራዊ ሓርነት ይግብኣኒ እዩ ምባል” ኢልዋ ኣሎ። ኣስዒቡ እውን “እቲ መጀመርታ እተፈጸመ ሓጢኣት ኣብ ሉዓላውነት ኣምላኽ እተፈነወ መጥቃዕቲ እዩ ነይሩ” በለ።