እግረ ጽሑፍ a ብዛዕባዚ ምስላታት እዚ ቕኑዕ መግለጺ እንተደኣ ደሊኻ: ግምቢ ዘብዐኛ ናይ 1 ለካቲት 1995 (እንግሊዝኛ) ገጽ 5-6 ከምኡውን ናይ 15 ሰነ 1992 ገጽ 9-17 ተወከስ።