እግረ ጽሑፍ a እቶም “ሰብ ባሕሪ” ተባሂሎም ዘለዉ ኣብ ደሴታትን ገማግምን መዲተራነያን ዝነበሩ ባሕረኛታት ብሓፈሻ እዮም። ፍልስጥኤማውያን እውን ካባታቶም ክዀኑ ይኽእሉ እዮም።—ኣሞጽ 9:7 ትርጕም 1990