ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b ብዛዕባዚ እተፈላለየ ኣረኣእያታት እኳ እንተሎ: ገሊኣቶም ንቤተ መቕደስ ዳጋን: ቤተ መቕደስ ኢል ኢሎም እዮም ዝጽውዕዎ። ፈረንሳዊ ምሁር ከምኡውን ኣብቲ ኣብ የሩሳሌም ዝርከብ ቤት ትምህርቲ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ፕሮፌሰር ኰይኑ ዝዓዪ ሮላንድ ደ ቮ: ዳጋን ማለት እቲ ኣብ መሳፍንቲ 16:23 ከምኡውን 1 ሳሙኤል 5:1-5 ተጠቒሱ ዘሎ ዳጎን ብሕታዊ ስም ናይ ኢል ምዃኑ ሓሳብ ሂቡ ኣሎ። ዘ ኢንሳይክሎፔድያ ኦቭ ረሊጅን “ዳጋን ምስ [ኢል] ብገለ ይተሓሓዝ ወይ ይጠቓልል ነይሩ” ክኸውን ከም ዝኽእል ሓሳብ ሃበ። ኣብቲ ኣብ ራስ ሻምራ እተረኽበ ጽሑፋት በዓል ወዲ ዳጋን ተባሂሉ ኣሎ: እታ ኣብዚኣ “ወዲ” ተባሂላ ዘላ ቓል ግን ትርጕማ ብልክዕ ኣይትፍለጠን እያ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ