እግረ ጽሑፍ a ኣን ኣመሪካን ትራንስሌሽን ዝበሃል ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ: ነታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት የሱስ “መንግስትኻ ትምጻእ! ፍቓድካ ኣብ ምድርን ኣብ ሰማይን ይኹን!” ኢሉ ተርጒምዋ ኣሎ።—ማቴዎስ 6:10