እግረ ጽሑፍ
a ኣብ ቀዳማይ ዘመን ከ.ኣ.ዘ. በርናባስ እቲ ሌዋዊ ነቲ ዝውንኖ መሬቱ ሸይጡ ነቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ድኻታት ሰዓብቲ ክርስቶስ ንምሕጋዝ ነቲ ገንዘብ ወፈዮ። እቲ መሬት ኣብ ምድሪ ፍልስጥኤም ወይ ኣብ ቆጵሮስ ነይሩ ክኸውን ይኽእል እዩ። ወይ ከኣ በርናባስ ኣብ ከባቢ የሩሳሌም ዝውንኖ መቕበሪ ቦታ ጥራይ ክኸውን ይኽእል እዩ።—ግብሪ ሃዋርያት 4:34-37