እግረ ጽሑፍ a ብዛዕባ እተን ሽሕ ዓመት ግዝኣት ክርስቶስ ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ: ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት ራእይ—እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ! ዘርእስታ መጽሓፍ ገጽ 289-90 ተወከስ።