እግረ ጽሑፍ
a እቲ ተመሳሳሊ ጕዕዞ ዝገበረ ሆረስ ዚበሃል ሮማዊ ገጣሚ (65—8 ቅ.ኣ.ዘ.): ብዛዕባ እቲ ኣብዚ ጕዕዞ ዘጋጠሞ ሽግራት ገሊጹ ኣሎ። ሆረስ ነቲ ኣብ ኣጵዩስ ዘሎ ዕዳጋ “ብሰብ ጃልባን ጠማዓት ሓለውቲ መዕረፍ ኣጋይሽን ዝመልአ” ብምባል ገሊጽዎ ኣሎ። በቲ ኣብኡ ዘጋጠሞ “እተረግሙ ጽንጽያን እንቍርዖብን” በቲ “ገለገለ ዚጥዕም” ማይን እውን ተመሪሩ እዩ።