እግረ ጽሑፍ a ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መፍትሕ ሓጐስ ስድራቤት ዘርእስታ መጽሓፍ: ወለዲ ንስድራቤቶም ካብ ርኹስ ጽልዋታት ኬዕቝቡ ዜኽእሎም ሓሳባት ይርከብ እዩ።