እግረ ጽሑፍ a ብዛዕባ እቲ ዘይትመውት ነፍሲ ዚገልጽ ትምህርቲ ዝርዝር መግለጺ እንተ ደሊኻ: ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኸር እተሓትመት ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧ ዘርእስታ ብሮሹር ተወከስ።