እግረ ጽሑፍ
b እዚ ብብዙሕ ቋንቋታት እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ ብ1517 እዩ ተሓቲሙ። ብእብራይስጥን ብግሪኽኛን ብላቲንን እተወሰነ ኽፋል ኣረማይስጥን ዝሓዘ እዩ። ነቲ ኣብ ናይ 15 ሚያዝያ 2004: ኣብ ገጽ 28-31 ዚርከብ “ናይ ኮምፕሉተንስ ብዙሐ-ቛንቋ—ንትርጕም ዚሕግዝ ታሪኻዊ ጽሑፍ” ዘርእስቱ ዓንቀጽ ተወከስ።