እግረ ጽሑፍ
a ትርጕም እታ ፓሩሲያ እትብል ቃል: ካብቲ ኣብ መንጎ ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ 2 ቈረንቶስ 10:10, 11 ኸምኡውን ፊልጲ 2:12 ዚርከብ ብዛዕባ ‘ርሑቕ ከሎን’ ‘ኣብኡ ኸሎን’ ከምኡውን ብዛዕባ ‘ምህላውን’ ‘ዘይምህላውን’ ኣብ እተዛረቦ ቓላት ዘሎ ፍልልይ ብንጹር ኪርአ ይከኣል። ዝርዝር መግለጺ እንተ ደሊኻ: ኣብታ ኢንሳይት ኦን ዘ ስክሪፕቸርስ: 2ይ ጥራዝ: ገጽ 676-9 ተወከስ።