እግረ ጽሑፍ
c እቲ “እዚ ወለዶ እዚ” ዚነብረሉ ግዜ ምስቲ በቲ ኣብ መጽሓፍ ራእይ እተራእየ ቐዳማይ ራእይ ዚሽፈን እዋን ዚዛመድ ይመስል። (ራእ. 1:10–3:22) እዚ መዳይ መዓልቲ ጐይታ እዚ ኻብ 1914 ጀሚሩ ኽሳዕ እቲ ናይ መወዳእታ እሙን ቅቡእ ዚሞተሉን ዚትንስኣሉን እዋን ይሽፍን።—ራእይ—እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!: ገጽ 24: ሕጡብ ጽሑፍ 4 ርአ።