እግረ ጽሑፍ a ኣርማጌዶን ቃል ብቓሉ ንሓደ ቦታ ዜመልክት እንተ ዀይኑ ወይ እንተ ዘይኰይኑ ንምፍላጥ: ነታ ኣብ ገጽ 31 ዘላ “ሕቶታት ኣንበብትና” እትብል ዓንቀጽ ርአ።