እግረ ጽሑፍ
e ድሕርዚ ነዊሕ ከይጸንሐ: የሆዋ ንኤልያስ: ነቲ ጸኒሑ “እቲ ናብ ኣእዳዉ ኤልያስ ማይ ዜፍስስ ዝነበረ” ተባሂሉ እተጸውዐ ኤልሳእ ኬሰልጥኖ ሓላፍነት ሃቦ። (2 ነገስት 3:11) ኤልሳእ ነቲ ብዕድመ ደፊኡ ዝነበረ ኤልያስ ግብራዊ ብዝዀነ መገዲ ንምሕጋዝ: ከም ጊልያ ዀይኑ ይዓዪ ነበረ።