እግረ ጽሑፍ b “ወጺኦም ከኣ ንሬሳታት እቶም ካባይ ዝዐለዉ ኺርእዩ እዮም: ሓሰኻኦም ኣይኪመውትን: ሓዎም ድማ ኣይኪጠፍእን እዩ እሞ: ንዅሉ ስጋውን መፈንፈኒ ኪዀኑ እዮም።”—ኢሳ. 66:24