እግረ ጽሑፍ
b ካብ ሰማይ መምርሒ ኸም ዚወሃብ ዚሕብር ካልእ ኣብነት፡ ኣብ ግብሪ ሃዋርያት 16:6-10 ኪርከብ ይከኣል። ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ፡ ጳውሎስን ብጾቱን ኣብ እስያን ቢቲንያን ከይሰብኩ፡ ‘መንፈስ ቅዱስ ከም ዝኸልከሎም’ ነንብብ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ኣብ መቄዶንያ ኺዓዩ ጻውዒት ቀረበሎም፣ ኣብኡ ኸኣ ብዙሓት ትሑታት ውልቀ-ሰባት ንስብከቶም ተቐበልዎ።