እግረ ጽሑፍ b እተን ሰሎሞን ዚውንነን “መራኽብ ተርሲስ” ምስ መራኽብ ሒራም ብሓባር ኰይነን፡ ምናልባት ካብ ዔጽዮን-ጋበር ብምብጋስ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ስግሩን ይነግዳ ነበራ።—1 ነገስት 10:22