እግረ ጽሑፍ
a እዘን ክልተ መዝሙራት፡ ሓንቲአን ነታ ኻልአይታ ኸም መመላእታ ምዃነን፡ ኣብ ኣሰራርዓአንን ኣብ ትሕዝቶአንን ኪርአ ይከኣል እዩ። መዝሙር 111:3, 4 ምስ መዝሙር 112:3, 4 ብምንጽጻር ከም እንርእዮ፡ ኣብ መዝሙር 111 ተወዲሱ ዘሎ ባህርያት ኣምላኽ፡ ኣብ መዝሙር 112 ብፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎ “ሰብ” ተቐዲሑ ኣሎ።