እግረ ጽሑፍ b እታ ኣብዚ “ፍቕሪ ንስድራ ቤቶም እኳ ዜብሎም” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ሓረግ፡ ስቶርገ ዘይብሎም ማለት እያ፣ ነዚ ዚሕብር ቅድመ-ጥብቆ ድማ ኣብ ቅድሚ እታ ናይ ግሪኽ ቃል ኣሎ።—ሮሜ 1:31 እውን ርአ።