እግረ ጽሑፍ
a ብ1918 ካብ 20 ኽሳዕ 50 ሚእታዊት ህዝቢ ዓለም ብናይ ስጳኛ ኢንፍሉወንዛ ተታሒዙ ኸም ዝነበረ እዩ ዚንገር። ካብ 1 ኽሳዕ 10 ሚእታዊት ዚዀኑ በቲ ቫይረስ እተታሕዙ ሰባት ሞይቶም ኪዀኑ ይኽእሉ እዮም። ብኣንጻሩ ግን፡ እቲ ብቫይረስ ኢቦላ ዚመጽእ ሕማም ሳሕቲ ዜጋጥም እኳ እንተ ዀነ፡ ኣብቲ እተላብዓሉ እዋናት ግን ካብቶም ሕሙማት ዳርጋ 90 ሚእታዊት እዩ ቐቲሉ።