እግረ ጽሑፍ a እተን ሙሴ እተዛረበን ቃላት ንጥንታዎት እስራኤላውያን ዚምልከታ እኳ እንተ ዀና፡ ብመሰረቱ ግን ንዅሎም እቶም ንኣምላኽ ኬሐጕስዎ ዚደልዩ ሎሚ ዘለዉ ሰባት እውን ይምልከታ እየን።—ሮሜ 15:4።