እግረ ጽሑፍ
a ኮዴክስ ቫቲካን፡ ኢደ-ጽሑፍ ቫቲካን 1209 ወይ ኮዴክስ ቫቲካነስ ተባሂሉ እውን ዚፍለጥ ኪኸውን ከሎ፡ መብዛሕትኦም ምሁራት “B” ዚብል መለለዪ ሂቦምዎ ኣለዉ። ኮዴክስ ጥንቲ ዝነበረ ዓይነት መጽሓፍ እዩ። ኣብ ናይ 1 ሰነ 2007 ሕታም እዛ መጽሔት እዚኣ ዝወጸት፡ “ካብ ጥቕላል ናብ ኮዴክስ—መጽሓፍ ቅዱስ ብመልክዕ መጽሓፍ እተዳለወሉ መገዲ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።