እግረ ጽሑፍ
b እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ሓደ ኻብ መጻምድቶም ሕዱር ኣካላዊ ሕማም ብዛዕባ ዘለዎም ሰብ ሓዳር እያ እትዛረብ። ይኹን እምበር፡ ብሰንኪ ሓደጋ ኣካላዊ ጸገም ንዘጋጠሞ ወይ ከም ጭንቀት ዝኣመሰለ ስምዒታዊ ሽግር ንዘለዎ መጻምድቲ ዚኣልዩ ሰብ ሓዳር እውን ነቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ተጠቒሱ ዘሎ ሓሳባት ኣብ ግብሪ ብምውዓል ኪጥቀሙ ይኽእሉ እዮም።