እግረ ጽሑፍ
a ገሊኡ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ብኣረማይስጢ እዩ ተጻሒፉ፣ እዚ ቛንቋ እዚ ምስቲ መጽሓፍ ቅዱስ እተጻሕፈሉ እብራይስጢ ይመሳሰል እዩ። በዚ ቛንቋ እዚ እተጻሕፈ ገለ ኣብነታት ኣብ እዝራ 4:8 ኽሳዕ 6:18፣ 7:12-26፣ ኣብ ኤርምያስ 10:11፣ ከምኡውን ኣብ ዳንኤል 2:4ለ ኽሳዕ 7:28 ይርከብ እዩ።