ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

c ብግዜ የሱስ ክርስቶስን ሃዋርያቱን ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ ናብ ግሪኽኛ ተተርጒሙ ነበረ። እዚ ኸኣ ትርጕም ሰብዓ ሊቃናት ተባሂሉ ተጸውዐ፣ እቶም ግሪኽኛ ዚዛረቡ ኣይሁድ ድማ ብሰፊሑ ይጥቀሙሉ ነበሩ። መብዛሕትኡ ኻብቲ ኣብ ናይ ክርስትያን ቅዱሳት ጽሑፋት ግሪኽኛ ዚርከብ ብቐጥታ ኻብ ቅዱሳት ጽሑፋት እብራይስጢ እተወስደ ብኣማእታት ዚቝጸር ጥቕስታት፡ ካብ ትርጕም ሰብዓ ሊቃናት እተወስደ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ