እግረ ጽሑፍ
a ብቛንቋ ማላጋሲ እተሓትመ ናይ መጀመርታ ኽፋል መጽሓፍ ቅዱስ ጽሑፍ፡ ኣብ ሚያዝያ/ግንቦት 1826 ኣብ ማውሪሽየስ እተዳለወ ዓሰርተ ትእዛዛትን ኣቡነ ዘበሰማያትን እዩ ነይሩ። ቅዳሓት እዚ ጽሑፍ እዚ ግን፡ ንቤተሰብ ንጉስ ራዳማን ንገሊኦም ሰበ-ስልጣን መንግስትን ጥራይ እዩ ተዓዲሉ።