እግረ ጽሑፍ b እቶም ኣብታ ቤት ጸሎት ዝነበሩ ህዝቢ፡ ድሮ እታ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ቓላት እተዛረቡሉ መዓልቲ፡ ብዛዕባ የሱስ ብውዕዉዕ ስምዒት ነብዪ ኣምላኽ ከም ዝዀነ ገይሮም ምዝራቦም፡ ክሳዕ ክንደይ ዚገለባበጡ ምንባሮም እዩ ዜርኢ።—ዮሃንስ 6:14።