እግረ ጽሑፍ
c ኣብዚ የሱስን ሰዓብቱን ካብ ባሕሪ ገሊላ ነቒሎም፡ በቲ ዜደንቕ ተፈጥሮኣዊ ጽባቐ ዘለዎ ዞባታት ኣቢሎም፡ ን48 ኪሎ ሜተር ዚኣክል ዝገበርዎ ጕዕዞ፡ ካብ 210 ሜተር ትሕቲ ጽፍሒ ባሕሪ ተበጊሶም፡ ናብ 350 ሜተር ልዕሊ ጽፍሒ ባሕሪ እዮም በጺሖም።