እግረ ጽሑፍ a ሓያሎ ዘመናዊ ትርጕም መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንተላይ ዘ ጀሩሳሌም ባይብል ነተን ቴትራግራማተን ተባሂለን ዚፍለጣ ፊደላት፡ “ያህወህ” ኢሎም ተርጒሞምወን ኣለዉ።