እግረ ጽሑፍ c ኣይበርያ፡ ስጳኛን ፖርቱጋልን ንዚርከባሉ ኸባቢታት፡ ገማግም ጎል ንምዕራባዊ ገማግም ፈረንሳ፡ ብሪታኒ ኸኣ ንሰሜናዊ ምዕራብ ገማግም ፈረንሳ የመልክት።