እግረ ጽሑፍ
a እታ “ቐኖና” እትብል ቃል፡ ነቲ ብመንፈስ ኣምላኽ እተጻሕፈ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ተመልክት። ቀኖናዊ ኸም ዝዀነ ብሓፈሻ ተቐባልነት ዝረኸበ 66 መጻሕፍቲ ኣሎ፣ እዚ ድማ ዘይንጸልን ኣድላይን ክፍሊ ቓል ኣምላኽ እዩ።