እግረ ጽሑፍ a ብዛዕባ እቲ ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ ዚገልጽ ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 3 ርአ።