እግረ ጽሑፍ
a የሱስ ንርእሱ፡ “ወዲ ሰብ” ኢሉ ብተደጋጋሚ ጸዊዕዋ እዩ። (ማቴዎስ 8:20) እዚ መጸውዒ እዚ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ንሱ ምሉእ ብምሉእ ሰብ ከም ዝነበረ ኣብ ርእሲ ምግላጹ፡ እቲ ኣብ ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ “ወዲ ሰብ” ተባሂሉ ተጠቒሱ ዚርከብ ንሱ ምዃኑ ዚሕብር እውን እዩ።—ዳንኤል 7:13, 14።