እግረ ጽሑፍ a እታ “ኻሕሳ” ወይ “በጃ” ተባሂላ ተተርጒማ ዘላ ናይ እብራይስጢ ቓል፡ “መሸፈኒ” ዚብል ትርጕም ኣለዋ። ኣብ ኵነታት እዮብ ከኣ፡ በጃ ንመስዋእቲ እንስሳ እውን ኬመልክት ዚኽእል ኪኸውን ከሎ፡ ኣምላኽ ነቲ እዮብ ዝገበሮ ጌጋ ንምሽፋን፡ ወይ ምስኡ ንምትዕራቕ ኪቕበሎ ይኽእል ነበረ።—እዮብ 1:5።