እግረ ጽሑፍ c እቲ ዜገርም፡ በታ ዕለት እቲኣ፡ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ሶቭየት ግዳያት ሃይማኖታዊ ጭቈና ኸም ዝነበሩ ዚሕብር ሕጊ ሩስያ ኻብ ዚወጽእ ዓሰርተ ዓመት መልአ።