እግረ ጽሑፍ d እቲ እገዳ ነቲ እተን ኣብ ሞስኮ ዚርከባ ጉባኤታት ዚጥቀማሉ ምዝጉብ ሕጋዊ ትካል ኣፍረሶ። ትምኒት እቶም ተጻረርቲ፡ ኣሕዋትና ብሰንኪ እቲ እገዳ ኻብ ኣገልግሎቶም ኪጐናደቡ እዩ ነይሩ።