እግረ ጽሑፍ b ብዛዕባ እታ ገነት እትኸውን ምድርን ብዛዕባ ተስፋ ትንሳኤን ብዝያዳ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 3ን 7ን ርአ።