እግረ ጽሑፍ b ኣብ 1 ጥቅምቲ 2011 ሕታምና ዝወጸት፡ “ጥንታዊት የሩሳሌም ዝጠፍአት መዓስ እያ፧—ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ እተረኽበ መርትዖ እንታይ ይሕብር፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።