እግረ ጽሑፍ
a ኣብርሃም ኣብ ፈለማ ዚጽውዓሉ ዝነበረ ስም፡ ኣብራም እዩ ነይሩ፣ ሰበይቱ ኸኣ ሳራይ ተባሂላ እያ እትጽዋዕ ነይራ። ጸኒሑ ግና፡ ኣምላኽ ንስም ኣብራም ናብ “ኣብርሃም” ቀየሮ፣ እዚ ኸኣ፡ “ኣቦ ብዙሓት” ማለት እዩ፣ ንስም ሳራይ ከኣ ናብቲ “ልዕልቲ” ዚትርጕሙ ሳራ ዚብል ስም ቀየሮ። (ዘፍጥረት 17:5, 15) ኣብዘን ቀጺለን ዘለዋ ተኸታተልቲ ዓንቀጻት፡ በቲ ኣብርሃምን ሳራን ዚብል ስም ክንጽውዖም ኢና።