እግረ ጽሑፍ a ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ከም እተፈጸመ ዚገልጽ መርትዖ ኽትርኢ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 2ን ኣብ ምዕራፍ 9ን ርአ።