እግረ ጽሑፍ
a ናዋትል ክፍሊ እቲ ኡቶ-ኣዝቴክ ዚበሃል መበቆል እተፈላለየ ቋንቋታት ኪኸውን ከሎ፡ ሆፒ፡ ሾሾኔ፡ ከምኡውን እቶም ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዚነብሩ ኮማንቼ እተባህሉ ዓሌታት ይዛረቡሉ እዮም። ከም ኣቮካዶ፡ ቾኮሌት፡ ኮዮቴ፡ ቶማቶ፡ ዝኣመሰሉ ሓያሎ ቓላት ናዋትል፡ ብቛንቋ እንግሊዝኛ ተወሪሱ እዩ።