እግረ ጽሑፍ b ብዛዕባ ዅነታት ምዉታት ዝርዝር መግለጺ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት መጽሓፍ፡ ነታ “ምዉታት ኣበይ እዮም ዘለዉ፧” እትብል ምዕራፍ 6 ርአ።