እግረ ጽሑፍ a እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ወንጌላት ብኸመይ ካብ ናይ ሓሶት ጽሑፋት ከም ዚፍለ ኽትፈልጥ እንተ ደሊኻ፡ ነታ ኣብ ገጽ 18-19 እትርከብ፡ “ኣቡኸሪፋዊ ወንጌላት—ብዛዕባ የሱስ ሕቡእ ሓቅታት ይገልጽ ድዩ፧” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።