እግረ ጽሑፍ d ብዛዕባ እቲ ኣብ የሱስ እተፈጸመ ትንቢታት ዚገልጽ ዝርዝር እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 200 ርአ።